Millions of books in English, Spanish and other languages. Free UK delivery 

menu

0
  • argentina
  • chile
  • colombia
  • españa
  • méxico
  • perú
  • estados unidos
  • internacional
portada ውድቀት ሃገራትን ጠንቅታቱን: መበቆል ስ&#462 (in Tigrinya)
Type
Physical Book
Publisher
Language
Tigrinya
Pages
548
Format
Paperback
Dimensions
22.9 x 15.2 x 2.8 cm
Weight
0.73 kg.
ISBN13
9780578354910

ውድቀት ሃገራትን ጠንቅታቱን: መበቆል ስ&#462 (in Tigrinya)

Gerardo Consenza (Author) · &#4 ኣሴሞግሉ (Author) · Bereket Oqube · Paperback

ውድቀት ሃገራትን ጠንቅታቱን: መበቆል ስ&#462 (in Tigrinya) - ኣሴሞግሉ, &#4 ; &#4772. &#4654&#4706&#4757&#4662&#4757, ; ዑቕበ, በረ&#4

Physical Book

£ 31.70

  • Condition: New
Origin: U.S.A. (Import costs included in the price)
It will be shipped from our warehouse between Tuesday, June 04 and Thursday, June 20.
You will receive it anywhere in United Kingdom between 1 and 3 business days after shipment.

Synopsis "ውድቀት ሃገራትን ጠንቅታቱን: መበቆል ስ&#462 (in Tigrinya)"

መጽሓፍ "ውድቀት ሃገራትን ጠንቅታቱን"፡ ኣብ መንጎ ሃገራት ዘሎ ጋግ ምዕባለ ብመንጽር ታሪኻዊን ፖለቲካዊን ድሕረባይትኡ ብሰፊሕ እትትንትን መጽሓፍ እያ። እዚ ናይ ምዕባለ ጋግ'ዚ ኣዝዩ ዓቢ ጥራይ ዘይኮነስ ካብ ግዜ ናብ ግዜ'ውን እናወሰኸ ይኸይድ ምሃለዉ ኣዝዩ ኣሰካፊ ይገብሮ። ኣታዊታት ናይተን ምዕቡላት ዝብሃላ ሃገራት ካብ ግዜ ናብ ግዜ እናወሰኸ ኣብ ዝኸደሉ ዘሎ እዋን፡ መብዛሕትአን ድኻታት ሃገራት ግን ናብ ዝኸፍአ ድኽነትን ዘይምርግጋእን የምርሓ ኣለዋ። ደረጃ መነባብሮ ናይቶም ኣብ ምዕቡላት ሃገራት ዝነበሩ ዜጋታት፡ ምስ ደረጃ መነባብሮ ናይቶም ኣብ ድኻታት ሃገራት ዝርከቡ ዜጋታት ፍጹም ኣይቀራረብን እዩ። ሓደ ኣሜሪካዊ ዜጋ ካብ መዘንኡ ሜክሲካዊ ዜጋ ብሸውዓተ ዕጽፊ ይብልጽግ፡ ካብ ካልእ ተወላዲ ፔሩ ዝኾነ መዘንኡ ድማ ብዓሰርተ ዕጽፊ ይብልጽግ፡ ካብ ዜጋታት ናይተን ኣብ ትሕተ ሰሃራ ኣፍሪቃ ዝርከባ ሃገራት ብዕስራ ዕጽፊ ክብልጽግ እንከሎ፡ ካብ ዜጋታት ናይተን ኣዝየን ድኻታት ዝበሃላ ከም እኒ ማሊ፡ ኢትዮጵያን ሴራልዮንን ዝኣመሰላ ሃገራት ድማ ብኣርባዓ ዕጽፊ ከምዝብልጽግ፡ እዛ ድሕሪ ናይ ዓሰርተው ሓሙሽተ ዓመታት መጽናዕቲ ዝተዳለወት መጽሓፍ ብዝርዝር ተብርሃልና።ምንጪ ናይዚ ኣብ ምዕቡላት ሃገራት ዘሎ ብልጽግና ግን እንታይ እዩ፧ ጠንቂ ናይዚ ኣብ ድኻታት ሃገራት ዝርአ ዘሎ ሕሰምን ድሕረትን'ከ እንታይ ክኸወን ይኽእል፧ ብብዙሕ መለክዒታት ዝመሳሰላ ሃገራት ክነሰን፡ ገሊአን ኣብ ጎደና ሰላምን ብልጽግናን ክጉዓዛ፡ እተን ካልኦት ግን ኣብ ዓንኬል ድኽነትን ዘይምርግጋእን ክነብራ ዝቕስብ ረቛሒ እንታይ እዩ፧ ደረስቲ ናይዛ መጽሓፍ ዝኾኑ፡ ሊቃውንቲ ስነ-ቁጠባ ዳሮን ኣሴሞግሉን ጄምስ ሮቢንሶንን፡ ነዚ ሕቶ ዝኸውን ንጹር መልሲ እዩ ዘለዎም። ኣብዚ ንነዊሕ ዓመታት ዘካየድዎ መጽናዕቲ ንኣሻሓት ዓመታት ንድሕሪት ተመሊሶም፡ ድሕረ ባይታ ናይ ብዙ&#

Customers reviews

More customer reviews
  • 0% (0)
  • 0% (0)
  • 0% (0)
  • 0% (0)
  • 0% (0)

Frequently Asked Questions about the Book

All books in our catalog are Original.
The book is written in Tigrinya .
The binding of this edition is Paperback.

Questions and Answers about the Book

Do you have a question about the book? Login to be able to add your own question.

Opinions about Bookdelivery

More customer reviews